Search  
   

TEWAHDO-MESERET   YONAS BEREKET   ተዋህዶ መሰረት    ዮናስ በረኸት 
        

Default  |  English (United Kingdom)  |  


To join the mailing list enter your e-mail address:
 Send



Homepage  >>  News  >>  ንሱን ለውሃቱን

ንሱን ለውሃቱን
ንሱን ለውሃቱን ዝኣምላኽና ክንደይ ይጥዕም
ፉቑሩ ኣብ ሂወትና ይዓይ ኣሎ
ከም ዝናብ ሰማይ የንጀርብበና ኣሎ (2)
ኣህዛብ ብጭንቀት ይናወጹ
ፍትሒ ስኢኖም ይራገጹ
ብጥበብ ዓለም ዘይ ግለጽ ምስጢር
ንዓን ግና ገሊጽልና ይነብር (2)
ኣዝማ.........................................
ሓሚምና ተስፋ ኣይቖረጽናን
ሓዚንና ጽንዓት ኣይሳእናን
ካብ ዕለት ዕለት ዝሕልወና
ለዋህ መድሓኒ ኩርስቶስ ኣለና
ኣዝማ........................................
ክብሪ ሰማያት ባና ገነት
ነጸብርቅ ምድሓን ቦታ ሂወት
ስፍራ ቁድሳን ዘልኣለማዊ
ቃል ኣቲልና’ዩ ክህበና ኣምላክ
ኣዝማ...................................................
ሓሚምና ተስፋ ኣይቖረጽናን
ሓዚንና ጽንዓት ኣይሳእናን
ካብ ዕለት ዕለት ዝሕልወና
ለዋህ መድሓኒ ኩርስቶስ ኣለና

http://diacon-yonas-bereket.webs.com
yonas bereket