Search  
   

TEWAHDO-MESERET   YONAS BEREKET   ተዋህዶ መሰረት    ዮናስ በረኸት 
        

Default  |  English (United Kingdom)  |  


To join the mailing list enter your e-mail address:
 Send



Homepage  >>  News

ተመስገን
ተመስገን ኣምላኽ ኣንታ ልዑል ተመስገን ኣምላኽ ኣንታ ልዑል ተመስገን ኣምላኽ ፍትረት ትምሕር ተመስገን ኣምላኽ መስፍን ሰላም ተመስገን ኣምላኽ ኣቦ ዘልኣለም ጽሓይ እናኣብረቀ ዝናማት እና ኣዝነመ ንፍጥረቱ ዝምግብ ኣምላኽ ብበረኸት ኣብዚሑ ፍረ ጋሳ ኣባጊዕ ኣምላኽ እስራኤል ብሰማይ ምደሪ ዘኸበረ ኣዝ....................... ፈውሲ ናይ ሕሙማት መግቢ ናይ ድኻታት ምዕራፍ ኢኻ ነቶም ዝጽዕሩ ኣርዑትካ ጸሮም ሰላም ክነብሩ ኣንታ ርህሩህ ሳምራዊ ኣምላኽ ብግብሪ ኣእዳውካ ክበር ተባረኽ እዝማ.................. ንምድሪ ተጽንዓ ብሓይሊ ክሃሊነት ከይዘራካ ተዓጽድ ኣምላኽ ከይ በተንካ ትእክብ ጎይታ ኩሉ ትገብር ከም ፍቃድካ ንዓኻ እሞ እንታይ ይሰኣነካ
http://diacon-yonas-bereket.webs.com

ንሱን ለውሃቱን
ንሱን ለውሃቱን ንሱን ለውሃቱን ዝኣምላኽና ክንደይ ይጥዕም ፉቑሩ ኣብ ሂወትና ይዓይ ኣሎ ከም ዝናብ ሰማይ የንጀርብበና ኣሎ (2) ኣህዛብ ብጭንቀት ይናወጹ ፍትሒ ስኢኖም ይራገጹ ብጥበብ ዓለም ዘይ ግለጽ ምስጢር ንዓን ግና ገሊጽልና ይነብር (2) ኣዝማ......................................... ሓሚምና ተስፋ ኣይቖረጽናን ሓዚንና ጽንዓት ኣይሳእናን ካብ ዕለት ዕለት ዝሕልወና ለዋህ መድሓኒ ኩርስቶስ ኣለና ኣዝማ........................................ ክብሪ ሰማያት ባና ገነት ነጸብርቅ ምድሓን ቦታ ሂወት ስፍራ ቁድሳን ዘልኣለማዊ ቃል ኣቲልና’ዩ ክህበና ኣምላክ ኣዝማ................................................... ሓሚምና ተስፋ ኣይቖረጽናን ሓዚንና ጽንዓት ኣይሳእናን ካብ ዕለት ዕለት ዝሕልወና ለዋህ መድሓኒ ኩርስቶስ ኣለና
http://diacon-yonas-bereket.webs.com


yonas bereket