ተመስገን ኣምላኽ ኣንታ ልዑል
ተመስገን ኣምላኽ ኣንታ ልዑል
ተመስገን ኣምላኽ ፍትረት ትምሕር
ተመስገን ኣምላኽ መስፍን ሰላም
ተመስገን ኣምላኽ ኣቦ ዘልኣለም
ጽሓይ እናኣብረቀ ዝናማት እና ኣዝነመ
ንፍጥረቱ ዝምግብ ኣምላኽ ብበረኸት ኣብዚሑ ፍረ
ጋሳ ኣባጊዕ ኣምላኽ እስራኤል ብሰማይ ምደሪ ዘኸበረ
ኣዝ.......................
ፈውሲ ናይ ሕሙማት መግቢ ናይ ድኻታት
ምዕራፍ ኢኻ ነቶም ዝጽዕሩ ኣርዑትካ ጸሮም ሰላም ክነብሩ
ኣንታ ርህሩህ ሳምራዊ ኣምላኽ ብግብሪ ኣእዳውካ ክበር ተባረኽ
እዝማ..................
ንምድሪ ተጽንዓ ብሓይሊ ክሃሊነት
ከይዘራካ ተዓጽድ ኣምላኽ ከይ በተንካ ትእክብ ጎይታ
ኩሉ ትገብር ከም ፍቃድካ ንዓኻ እሞ እንታይ ይሰኣነካ
http://diacon-yonas-bereket.webs.com